Event details
- October 25, 2025
- All Day
- St Martin's Church Gospel Oak Vicar's Road London NW5 4NN
ይባርኩከ ጻድቃኒከ:
ስብሐት ይብሉ ለመንግስትከ:
ወይነግሩ ሃይ ለከ: መዝ 145.10
ዎ እግዚኣብሄር፣ ኵሉ ግብርታትካኻ
ከመስግኑኻ፣
ቅዱሳንካውን ኪባርኹኻ እዮም።
ግብርታት ሓይልኻን ክቡር ግርማ መንግስትኻን
ንደቂ ሰብ ምእንቲ ኼፍልጡ፣
ክብሪ መንግስትኻ ኺዛረቡ፣
ስልጣንካውን ኪነግሩ እዮም።