Abune Aregawi Annual Celebration Liturgy (Qidasie)
ይባርኩከ ጻድቃኒከ: ስብሐት ይብሉ ለመንግስትከ: ወይነግሩ ሃይ ለከ: መዝ 145.10 ዎ እግዚኣብሄር፣ ኵሉ ግብርታትካኻ ከመስግኑኻ፣ ቅዱሳንካውን ኪባርኹኻ እዮም። ግብርታት ሓይልኻን ክቡር ግርማ መንግስትኻን ንደቂ ሰብ ምእንቲ ኼፍልጡ፣ ክብሪ መንግስትኻ ኺዛረቡ፣ ስልጣንካውን ኪነግሩ እዮም።